Podcast
Questions and Answers
ቕድሚ መስጊድና ሸኽ ዓሊሙዝ ምስርሕ ኣብ እንዳመን ይስገድ ነይሩ
ቕድሚ መስጊድና ሸኽ ዓሊሙዝ ምስርሕ ኣብ እንዳመን ይስገድ ነይሩ
- ሸኽ ኣሕመድ ሓቐዲን
- ሸኽኣሕመድ ደረስ (correct)
- ሸኽ ማሕፉዝ
- ሸኽ ስራጅ መ/ጣህር
ኣብ 1990/91 ሸባብ ምህራም ጭራ ላዕሊ ድሕሪ መቕሪብ ተኣኪቦም ዲኖም ዝፈልጥሉ ዝነበሩ ገዛ እንዳ መን እዩ
ኣብ 1990/91 ሸባብ ምህራም ጭራ ላዕሊ ድሕሪ መቕሪብ ተኣኪቦም ዲኖም ዝፈልጥሉ ዝነበሩ ገዛ እንዳ መን እዩ
- በያን ስራጅ (correct)
- መሓመድብርሃን ኣደም
- መሓመድ ዓብደላ
- ዓብዱ ኢብራሂም
ኣብ 1990/91 ተኣኪቦም ዲኖም ዝፈልጥሉ ዝነበሩ እዋን መን ይዕልሞም ነይሩ
ኣብ 1990/91 ተኣኪቦም ዲኖም ዝፈልጥሉ ዝነበሩ እዋን መን ይዕልሞም ነይሩ
- ብርሃኑ ሳልሕ (correct)
- ብርሃኑ ስራጅ
- ኣወልኼር ሳልሕ
- ያሲን ኸሊፋ
Flashcards are hidden until you start studying